User:Kir/Sandbox3: Difference between revisions

From IxWiki
Jump to navigation Jump to search
(ዘስተምህር ብሉጽ ደራስን ተማራማሪ ታሪኽን እዩ፡ ከም ኣይንፈላለ፡ ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ፡ ወዲ ሓደራን ካልእን ብሉጻት መጻሕፍቲ ዘበርከተ ጸሓፊ እዩ፡ ኣለምሰገድ ተስፋይ።)

mNo edit summary
Line 1: Line 1:
ኣብ መእተዊ ናይ “ኣይንፈላለ” ብስፊሑ ተገሊጹ ከም ዘሎ፡ ሓቀኛ ታሪኽ ኤርትራ ካብ ሰነዳት ናይቶም በብጊዜኡ ዝገዝኡዋ ወገናትን ካልኦት ናይ ደገ ተዓዘብትን ጥራይ ክግለጽ ዘይክኣል`ዩ። ታሪኽ ኤርትራ ብኤርትራውያን ዝስራህ ክነሱ ግን፡ ማዕረ`ቲ ናይ ገዛእቲ ሰነዳት ክሰርዖ ብዝኽእል ኣገባብ ከይተሰነደ ሰለ ዝጸንሐ፡ ብዛዕብኡ ክጽሕፍ ዝብገስ ሰብ ብዙሕ ከም ዝጻገም ክፍለጥ ይግባእ። ካብኡ ናባኡ፡ እቲ ኣብ “ኣይንፈላለ” ሰፊሩ ዘሎ ናይ 1940`ታት ታሪኽ`ኳ ይሓይሽን ገለ ምንጭታት ይርከበሉን እምበር፡ እቲ ናይ እዋን ፈደረሽን ፍጻመታት ግን፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኮነ ኢሉ ሰነዳት ስለ ዘጥፍኣን ናብ ኢትዮጵያ ስለ ዘግዓዘን፡ ብሓበሬታ ዝደኸየ ኢዩ። በዚ ምኽንያት`ዚ፡ ናይ ሕጂ ጽሑፍና ነቲ ኣብ እዋን መንግስትነት ተድላ ባይሩ ዝነበረ ቐዳማይ ክፋል ፈደራል ስርዓት፡ ኣብ ናይ ጋዜጣ ዓንቀጻት፡ ኣብ ቃለ መጠይቓት፡ ኣብ ናይ ኣብያተ ፍርዲ ውሳነታትን ናይ ባይቶ ኤርትራ ጸብጻባትን ተመርኲሱ፡ ሓደ ሓፈሻዊ ስእሊ ናይቲ እዋን ክህብ ፈቲኑ ኣሎ። መብዛሕትኡ እቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ ንፓለቲካዊ ኹነታት ናይቲ እዋን ዝምልከት ስለ ዝኾነ ድማ፡ እዚ መጽሓፍ`ዚ ብዝያዳ ኣብ ፓለቲካዊ ታሪኽ ዘመን ተድላ ባይሩ ዘኰረ ኢዩ። ንፓለቲካዊ ታሪኽ ጥራይ ንበይኑ መንጢልካ ኣውጺእካ ነቲ ማዕርኡ ክስራዕ ዝግባኦ ቊጠባውን ምምሕዳራውን ኩንታትን`ውን ሚዛን ዘይምሃብ ዝተማልኣ ስእሊ ከም ዘየቕርብ ዝተፈልጠ ኢዩ። እንተኾነ ግን፡ ኣብ ልዕል`ቲ ዘጓነፈና ናይ ምንጪ ሕጽረት፡ ብሓቂ`ውን ታሪኽ ዘመን ተድላ ካብ ካልእ ንላዕሊ ፓለቲካዊ ምውጣጥን ወጥርን ዝዓብለሎ ስለ ዝነበረ፡ እቲ ፍጻመታት ባዕሉ ናብኡ ገጹ ኢዩ ዘምርሕ ወይ ዘዛዙ። ኣብ ትሒቲ ዕብለላ፡ ውዲት፡ ዓመጽን ጥበራን መንግስቲ ኢትዮጵያ ድኣ ይኹን`ምበር ኣብ እዋን ፈደረሽን፡ ኤርትራውያን ነንሓድሕዶም ብፓለቲካዊ መገዲ ንኽፈታተኑ ምጡን ዕድል ረኺቦም ኢዮም። ፓለቲካ ኤርትራ፡ ኣብ ጊዜ ጣልያን ብጣልያን፡ ኣብ ጊዜ እንግሊዝ ድማ ብእንግሊዝ ክዕብለልን ክምራሕን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኮሚሽነር ሕቡራት ሃገራት ኣንሰ ማቲየንሶ ኣትዩ መስርሕ ፈደረሽን ምስ ጀመረ፡ ኣንፈቱ ክቕይር፡ ብምሉኡ እኳ እንተ ዘይኮነ፡ ገለ ኽፋላቱ ኣብ ኢድ ኤርትራውያን ኣትዪ ኣብ ሓድሕዶም ከዋስኦም፡ ክኣኻኽቦም፡ ክበታትኖም፡ ከጓንጾምን ክዓራቆምን ግድን ኮይኑ። በዚ መዳይ`ዚ ምስ ዝርአ፡ እቲ ብ“ዘመን ተድላ ባይሩ” ዝፍለጥ ካብ 1952 - 1955 ዝዝርጋሕ ቀዳማይ ክፋል እዋን ፈደረሽን፡ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ውሑድ መዳርግቲ ኢዩ እንተሃለዎ። ኣብዚ ጽሑፍ እዚ፡ ብዙሕ ናይ ፓለቲካ ምግልባጥ ክንርኢ ኢና። እቲ “ኢትዮጵያ ወይ ሞት” ዝብል ዝነበረ፡ ንናጽነት ኤርትራ ብዝኽፍአ መገዲ ሃስዩ ግዝኣት ኢትዮጵያ ንኽኣቱ ዘኽእለ ሓያል ምንቅስቓስ፡ ድልዱል ሰረት ከም ዘይነበሮ ክንግንዘብ ኢና። እቶም ዝተረሩ ደገፍቲ ኢትዮጵያ ከይተረፉ፡ ኣዝያ ውስንቲ ጨና ናጽነት ምስ ጨነው ክጠዓሱ፣ በቲ ኣንጻሩ ድማ ሓያላት ደገፍቲ ናጽነት ዝነበሩ፡ ተስፋ ስልጣን ምስ ረኸቡ ናብቲ ሓደ ሸነኽ ክናጠሩ`ውን ክንዕዘብ ኢና። ኣብ “ኣይንፈላለ” ዝነበረ ፓለቲካዊ ዝንባለታት፣ ገሊኡ ካብ ጒድለት ትምህርትን ተመኲሮን፡ ገሊኡ “ይሓይሽ” ካብ ዝብል እምነት፡ ሕልፍ ኢሉ ድማ ካብ ውልቃውን ጒጅላውን ናይ ረብሓ መበገሲ ይመጽእ ከም ዝነበረ ገሊጽና ኔርና። ናይ ፈደረሽን መርገጺታት ግን በቲ ሓዳግ ወይ ገዳፍ ዓይንን ኣመለኻኽታን ጥራይ ክትሓልፎ ከም ዘጸግም ኣንባቢ ባዕሉ መደምደምታ ዝህበሉ ጉዳይ ክኸውን ኢዩ።

Revision as of 22:20, 15 December 2022

State of Knassania
ꆆꆡꇂꈂ ꈝ ꈵꉑꉣꉴꊃꊗ
Őrka Kiṉaʂım

Flag

Country Kiravian Federacy
Capital Kursakanta
Population 2,956,870
Governor D. Imus Śrekśavn
Legislature Auditorium
Stanora seats 3
Official languages Fever Swamp Coscivian
Pine Swamp Coscivian
Riśdan Coscivian
Postal Abbreviation PKJ
Time Zone Valēka Standard Time